ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ መበል 15 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ሰራዊታ ንተልእኾ ዓለም ለኸ ምዕቃብ ሰላም ምውፋራ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ሚኒስቴር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ።

ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ መበል 15 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኣመሪቑ።

ኣብ ወፍሪ ምኽባርን ሕጊን ህልውናን ዝፀንሐ ሰራዊት፣ ሰላም ጎረቤት ሃገር ንምንጋስ ናብ ጁባ ንምዝማት ዓሊሙ ዝተውሃቦ ስልጠና ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም።

ድሕሪ እቲ ምርቓ መምርሒ ስራሕ ከምዝተረከቡ ድማ እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment