ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዘቕረበኦም ኣባላት ካቢኔ ኣፅዲቑ::
ብመሰረት እዚ፦
- ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ስራሕ፣ ኢንተርፕራይዝን ልምዓት ኢንዱስትሪን – ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ
- ተፀዋዒ መንግስቲ እቲ ቤት ምኽሪ – ኣይተ መለስ ኣለሙ
- መካየዲ ስራሕ ከተማ – ኣይተ ጥራቱ በየነ
- ሓላፊ ቢሮ ፐብሊክ ሰርቪስን ሃፍቲ ሰብን – ወ/ሮ ሂክማ ከይረዲን
- ሓላፊት ቢሮ ፋይናንስ – ወይዘሮ ነጂባ ኣክመል
- ሓላፊት ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን – ወይዘሮ ያስሚን ወሃቢ
- ተፀዋዒ ሓጋዚ መንግስት – ኣይተ ኣለማየሁ እጅጉ
- ተፀዋዒ ሓጋዚ መንግስት – ኣይተ ተተካ በቀለ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።