ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ስሩዕ ኣኼቡኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምፅዳቕ ጀሚሩ።

ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣደም ፋራሕ ንኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ኣጀንዳታት ዘቕረቡ እንትኾኑ፥ እቲ ቤት ምኽሪ እውን ዝቐረቡ ኣጀንዳታት መርሚሩ ብሙሉእ ድምፂ ድሕሪ ምፅዳቕ ኣብቶም ኣጀንዳታት እናተዛተየ ይርከብ፡፡

ኣብ ቀፃሊ ድማ ኣብቶም ዝፀደቑ ኣጀንዳታት ተዛቲዩ ውሳነ ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዝሎ ካብቲ ቤት ምኽሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment