ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ሰለስቲኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ብሕብረት ኣፍሪካ ንክረአ ድጋፉ ገሊፁ።
ግብፂ ንመከራኸሪ ዝኸውን ዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ኣቕሪባ።
መከራኸሪ ኢትዮጵያ፥ ፍትሓዊ ተጠቃሚነትን ባሓባር ምልማዕን መሰረት ዝገበረ ኢዩ።
ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ እቲ ጉዳይ ንክረአ ዝቐረበ ክርክር ዘዳመፀ እቲ ምኽሪ ፀፅታ ሰለስቲኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ብሕብረት ኣፍሪካ ንክረአ ወሲኑ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።