ቤት ምኽሪ ጋምቤላ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ጋምቤላ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ብመሰረት እዚ፦

  1. ኣይተ ኣሽኔ ኣስቲን — ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣማኻሪ ኣወዳድባ ርክብ ህዝቢ
  2. ኣይተ ጀምስ ዴንግ — ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
  3. ኣይተ ኡጁሉ ኡጁሉ — ዋና ኦዲተር
  4. ኣይተ ጁል ናንጋል — ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ ትራንስፖርት
  5. ኣይተ ላክዴር ላክባክ — ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ
  6. ኣይተ ቡን ዊው — ሓላፊ ቢሮ ማይን ኢነርጂን
  7. ኣይተ ሙሴ ጋጄት — ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ከባቢን ክሌማዊ ለውጢን
  8. ኣይተ ሪያል ጂንግ — ሓላፊ ቢሮ እቶት
  9. ኣይተ ኡጁሉ ሉዋል —- ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን
  10. ኣይተ ጃክ ዮሴፍ — ሓላፊ ቢሮ ፕላንን ልምዓትን
  11. ኣይተ ኣምቢሳ ያደታ — ሓላፊ ቢሮ ንግዲን ኢንዱስትሪን
  12. ኣይተ ሰናይ ኣኩዎር — ሓላፊ ቢሮ ስራሕን ክእለትን
  13. ኣይተ ኡኩኝ ኡኬሎ — ሓላፊ ዓውዲ ኣወዳድባ ብምዃን ከምዝተሸሙ ኣብ ቢሮ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment