ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን  ናይ መንግስቲ ምስረታ ጉባዔ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን  ናይ መንግስቲ ምስረታ ጉባዔ ምክያድ ጀሚሩ።

እቲ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ኣብ 5 ኣጀናዳታት ብምዝታይ እዞም ዝስዕቡ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ

ብመሰረት እዚ፥

1/ ምስያም ዋናን ምክትልን ኣፈ ጉባኤ እቲ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ

2/ ርእሰ ንምሕዳር እቲ ክልል ምስያም

3/  ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ትካላት ንምውሳንዝወፅአ መመሓየሺ ኣወዳድባን ረቂቕ ኣዋጅን ምድማፅን ውሳነ ምሕላፍን

4/ ሹመት ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልል ምፅዳቕ

5/ አሰባላት ቤት ምኽሪ ናይ ምውካል ኣጀንዳ ብምሓዝ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን  ናይ መንግስቲ ምስረታ ጉባዔ ምክያድ ጀሚሩ።

ፍልፍል:- ኢቢሲ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment