ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ በጀት እቲ ክልል 56 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ በጀት እቲ ክልል 56 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ኣፅዲቑ።

ቤት ምኽሪ ክልል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትት 6ይ ዙር፣ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ሃዋሳ እናካየደ ይርከብ።

እቲ ቤት ምኽሪ÷ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም እቲ ክልል 56 ቢሊየን 135 ሚሊየን 346 ሺሕን 85 ብር ክኸውን ኣፅዲቑ።

ብጥላሁን ይልማን በረከት ተካልኝ

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment