ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት ስራሕ ዘበን 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ።

ኣብቲ ጉባኤ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ መንግስቲ እቲ ክልል ቀሪቡ ዘተ ክግበረሉ ኢዩ።

ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ተዛቲኻ ምፅዳቕ ከምኡ እውን ሽመትን ኣብ ረቂቕ ቃለ ጉባኤን ዘተ ክግበር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እቲ ጉባኤ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልቲታት ከምዝካየድ ተገሊፁ።

ብቢቂላ ቱፋ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment