ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሰመራ የካይድ ኣሎ።

ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ኣርባ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2016 ዓ.ምን ትልሚ ባጀት 2017 ዓ.ምን ኣብቲ መድረኽ ከቕርቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

Comments (0)
Add Comment