ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሹመት ክልተ ኣባላት ካቢኔ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሹመት ክልተ ኣባላት ካቢኔ ኣፅዲቑ።

እቲ ቤት ምኽሪ ደረጃ ትምህርቶምን ብቕዓት ኣመራርሐኦምን መሰረት ብምግባር ክልተ ኣባላት ካቢኔ ብልዑል ድምፂ ሽመት ሂቡ።

ብምዃኑ ዶክተር ኢብራሂም መሓመድ ሓላፊ ቢሮ ንግዲን ልምዓት ዕዳጋን ኮይኖም ተሸይሞም።

ካብዚ ብተወሳኺ ወይዘሮ ብርቱካን ሲሳይ ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ገይሩ ሾይሙ።

እቲ ቤት ምኽሪ ካብዚ ሓሊፉ ሽመት 173 ዝኾኑ ናይ ወረዳታት ዳያኑ ብሙሉእ ኣፅዲቑ።

ብፍቅረሚካኤል ዘየደን ወንድሙ ኣዱኛን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment