ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።

ኣፈ-ጉባኤ ወይዘሮ ፋንቱ ተስፋዬ ኣብ ዝገበርኡ መኽፈቲ መደረ፥ እቲ ጉባኤ ስምምዕነት ሰላም ኣብ ዝተገበረሉን ውሕስነት ምግቢ ዜጋታት ንምርግጋፅ ብብርኪ ሃገር ሙሉእ መኣዲ ኣብ ዝተጀመረሉን መክያዱ ፍሉይ ይገብሮ ኢለን።

መንግስቲ ምስ ህወሓት ዝገበሮ ስምምዕነት ሰላም ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝቕበሎን ንተግባራዊነቱ ብቑርፀኝነት ከምዝንቀሳቐስን ገሊፀን።

ኣብ ዓውዲ ግብርና ኣብ እዋን ክራማት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ኣብ እዋን ሓጋይ ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ሓቢረን።

ብወንድሙ ኣዱኛን ፍቅረ ሚካኤል ዘየደን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment