ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ህፁፅ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ህፁፅ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ።

እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ጉባኤኡ ዝጀመረ እንትኸውን፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቡ ክዝቲ ኢዩ ተባሂሉ።

ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዘመሓላልፍን ሽመታት ከምዘፅድቕን እውን ትፅቢት ይግበረሉ።

እዋናውን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment