ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ፅባሕ ህፁፅ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ፅባሕ ህፁፅ ኣኼቡኡ ከምዘካይድ ተገሊፁ።

ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒንሻንጉል ወይዘሮ ኣለምነሽ ይባስ፥ ጉዳይ መተከል ቀንዲ ዛዕባ እቲ ቤት ምኽሪ ከምዝኸውን ኣፍሊጠን፡፡

ህፁፅ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ከምዝካየድ እውን ገሊፀን።

ካልኦት ሃገራዊን ክልላዊን እዋናዊ ጉዳያት እውን ዛዕባ እቲ ኣኼባ ብምግባር ከምዝዝቲ ምግላፀን ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment