ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ፥ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣሻድሊ ሓሰን ዝቐርብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ከምዘዳምፅ ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ እቲ ቤት ምኽሪ፣ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲን ዋና ኦዲትን ብምቕራብ ሓሳብን ርእይቶን ተዋሂቡዎ ከምዝፀድቕ እውን ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment