ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 7ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 5ይ ዓመት 8ይ ዘበን ስራሕ 7ይ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ህፁፅ ጉባኤኡ ዝተመሓየሸ እርከን በዝሒ ተወከልቲ ተወከልቲ ህዝቢ ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ ከምዘመሓላልፍ ካብ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሐበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment