ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ኣዋጃትን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ኣዋጃትን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ።

ብመሰረት እዚ ተመስገን ዲሳሳ(ዶ/ር) ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ብምዃን ተሸይሞም።

ብተወሳኺ ሓለፍቲ ዝተፈላለያ ትካላት እቲ ክልል ዝኾኑ 11 ሰባት ተሸይሞም።

እቲ ጉባኤ ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ዝቐረቡ 18 ዳያኑ እውን ከምዝሾመ ካብ መራኸቢ ሓፋሽ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ሰልጣን ተግባርን ኣፈፀምቲ ኣካላት እቲ ክልል ከምብሓዱሽ ንምውሳን ዝቐረበ ኣዋጅ ብምዝታይ ኣፅዲቑ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment