ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ መበል 15 ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ መበል 15 ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ንክልተ መዓልታት ኣብ ዘሳልጦ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ደንብታትን ረቀቕቲ ኣዋጃትን ዘተ ብምግባር ውሳነ ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ዝተጓደሉ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ምምላእን ሹመታት ዳያኑ መርሚሩ ምፅዳቕን ናይቲ ጉባኤ ኣጀንዳ ከመዝኾኑ ካብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment