ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ተወሳኺ ባጀት ልዕሊ 259 ሚሊየን ብር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ተወሳኺ ባጀት ልዕሊ 259 ሚሊየን ብር ኣፅዲቑ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤ ኢዩ ነቲ ባጀት ኣፅዲቑዎ።

ካብ ማእኸል እቲ ክልል፣ ከተማ ወንዶገነት፣ ከተማ  ኣለታ ጩኮን ወረዳ ኣለታ ጩኮን ምምሕዳር ዝእከብ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እቲ ተወሳኺ ባጀት፥ ንመሃያ፣ ስሩዕን ዘይስሩዕን ካፒታል ስራሕቲ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ።

ብታመነ አረጋን ጥላሁን ይልማን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment