ቤት ምኽሪ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ዕፁፅ ኣኼባ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ዕፁፅ ኣኼባ የሳልጥ ኣሎ።

እቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ናይ ሓደ ኣባል ቤት ምኽሪ ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ብምዝታይ ምውሳን፣ ዝተፈላለዩ ሹመታት ምፅዳቕ፣ ትልሚ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ምፅዳቕ ዝብሉ እቲ ጉባኤ ዝዛተየሎም ኣጀንዳታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ረቂቕ ደንቢ ኣሰራርሓን ስነ ምግባር ኣባላትን እቲ ቤት ምኽሪ ብምዝታይ ከምዘፅድቕ ተሓቢሩ።

ብሳሙኤል ወርቃየሁ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment