ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ 2ይ ዓመት ዘበን 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ዝርከብ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ÷ ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዘቕረበኦም ዝተፈላለዩ ሽመታት ሓለፍቲ ስራሕ ኣፅዲቑ።

ብመሰረት እዚ፦

  1. ዶ/ር ቀነኣ ያደታ ሓላፊ ቢሮ ልምዓትን ምሕደራ መሬትን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ
  2. ኣይተ ምትኩ ኣስማረ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ
  3. ወ/ሮ ሊዲያ ግርማ ሓላፊት ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ
  4. ወ/ሮ ሓቢባ ሲራጅ ሓላፊት ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ስልጠና ቴክኖሎጂን
  5. ዶ/ር ጀማሉ ጀምበር ኮሚሽነር ኮሚሽን መተሓባበሪ ተሳትፎ ህዝቢን ወለንታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ
  6. ኣይተ ጀማል ረዲ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ኣፅዲቑ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment