ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ።

ብመሰረት እዚ፦

1-ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪ

2-ኣይተ ጥራቱ በየነ ብምክትል ከንቲባ መዓርግ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን ክእለትን

3-ወ/ሮ ሂክማ ኬይረዲን ዋና ኣካያዲት ስራሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ

4-ወ/ሮ ሃቢባ ሲራጅ ሓላፊት በዓል መዚ ምምሕዳር ትካላት ልምዓት መንግስቲ

5-ዶ/ር ጣሰው ገብሬ ሓላፊ ቢሮ ፐብሊክ ሰርቪስን ልምዓት ሓይሊ ሰብን

6-ኣይተ ሰለሞን ኣማረ ሓላፊ ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን

7-ኣይተ ተክሌ በዛብህ ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ ኣዲስ ኣበባ

8-ኣይተ ኣውራስ ከበደ ሓላፊ በዓል መዚ ፍቓድን ቁፅፅርን ህንፀት

9-ኣይተ ሲሳይ ጌታቸው ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር መሬት

10-ወ/ሮ ፅጌወይኒ ካሳ ሓላፊት ቢሮ ለምዓት ኣባይቲ

11-ወ/ሮ ወይንሸት ዘሪሁን ሓላፊት ቢሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ብምዃን ከምዝተሸሙ ኤኤምኤን ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment