ቤት ምኽሪ ኣምሓራ 5ይ ዙር 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 17 ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣምሓራ 5ይ ዙር 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 17 ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።

ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሩ ድማ ቃለ ጉባኤ መበል 16 ስሩዕ ጉባኤ ርኢቶ ተዋሂቡዎ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ዝተጠቓለለ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት 2013 ዓ.ም ኣፈፀምቲ ኣካላት ቀሪቡ ልዝብ ከምዝግበረሉ እውን ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment