ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሲዳማ ን2015 ዓ.ም ዝኸውን 19 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ፥ ነቲ ክልል፣ ወረዳን ምምሕዳራት ከተማን ከምኡውን ከተማ ሃዋሳ ዝኸውን ባጀት ኢዩ ኣፅዲቑ።
ልዕሊ 574 ሚሊየን ብር ንምሰረተ ልምዓት፣ 150 ሚሊየን ንኣወዳድባ ዞባ፣ 185 ሚሊየን ድማ መሐለውታ ባጀት ክልል ዝኸውን ፀዲቑ።
ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ደስታ ሌዳሞ፥ ኣብ 2015 ዓ.ም ስርዓት ንግዲ መስመር ንምትሓዝ፣ ስራሕ ስእነትን ፕሮጀክቲታት መሰረተ ልምዓትን ምቅልጣፍ ዝብሉ ከምዝትግበሩ ተዛሪቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።