ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ትልሚ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን 2014 ዓ.ም እቲ ክልል ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልል ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ትልሚ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን 2014 ዓ.ም እቲ ክልል ይግምግም ኣሎ።

ኣብቲ ግምገማ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሓዊሱ ኩሎም ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልል ተረኺቦም፡፡

ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2014 ብኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ክላስተራት ምምሕዳርን ብዝርዝር ቀሪቡ ግምገማ እናተገበረሉ ከምዝኾነ ካብ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

Comments (0)
Add Comment