ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣብ ዝተፈላለዩ ደንብታት ብምምይያጥ ንውሳነ መሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣብ ዝተፈላለዩ ደንብታት ብምምይያጥ ንውሳነ መሪሑ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣዋጅ መጣየሺ ፈንድ ሓለዋ እግሪ ምትካል ብዕንቆት ብምዝታይ ግቡእ ምምዕርራይ ብምግባር ንውሳነ ናብ ቤት ም○ኽሪ እቲ ክልል መሪሑዎ።

ብተወሳኺ ሓላፍነትን ተግባርን ኤጀንሲ ምዝገባ ወሳኒ ኩነት ንምውሳን ዝተዳለወ ደንቢን ምጥያሽ ትካል ምሩፅ ዘርኢ ብዝምልከት ዝተሰናድአ ደንቢን ብዝምልከት ድሕሪ ምምይያጥ እቶም ደንቢታት ብምፅዳቕ ኣብ ስራሕ ንክውዕሉ ከምዝወሰነ ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment