ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲ ሽመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲ ሽመታት ኣፅዲቑ።

እቶም ሽመታት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ጉባኤ እናተኻየደ ኣብ ዝርከበሉ እዋን ኢዩ፡፡

ብመሰረት እዚ፡-

  1. ዶክተር ጀማሉ ጀንበሩ – ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ ሓምለዋይ ፅባቐን ልምዓትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ
  2. ኣይተ ቢኒያም ምክሩ – ሓላፊ ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባ
  3. ኣይተ ኣብርሃም ታደሰ – ሓላፊ ቢሮ መተሓባበሪ ተሳትፎ ሕረተሰብን ወለንታን ኣዲስ ኣበባ
  4. ኣይተ ኣብዱልቃድር ሬድዋን – ሓላፊ ቢሮ ፋይናንስ
  5. ኣይተ ኣደም ኑሪ – ሓላፊ ቢሮ እቶት
  6. ኣይተ በላይ ደጀን – ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን
  7. ወ/ሮ ሃቢባ ሲራጅ – ሓላፊት ቢሮ ቴክኒክን ስልጠና ትምህርቲን
  8. ኣይተ ካሳሁን ጎንፋ – ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣዲስ ሚዲያ ኔትወርክ
  9. ኣይተ ኣያሌው መላኩ – ሓላፊ ትሕዝቶ ምልቃቕ መሬትን ሰማዒ ቅርታ ጉባኤን
  10. ወ/ሮ እናታለም መለሰ – ሓላፊት ቢሮ ኮሙኒኬሽን ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ሹመቶም ብሙሉእ ድምፂ ፀዲቑ፡፡

ብመሳፍንት እያዩ

#Ethiopia #AddisAbaba

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment