ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ።

ብመሰረት እዚ፦

  1. ኣይተ ያብባል ኣዲስ – ሓላፊ ቢሮ ትራንስፖርት
  2. ወ/ሮ ቅድስት ወልደ ጊዮርጊስ – ሓላፊት ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ
  3. ወ/ሮ ይመኙሻል ታደሰ – ሓላፊት ቢሮ ሓምለዋይን ፅባቐን
  4. ኣይተ ማሾ ኦላና – ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ እቲ ቤት ምኽሪ
  5. ወ/ሮ ኣንድነት ብዙሰውን ኣይተ ቁሴ ለታ ዋቅጅራን – ምክትል ዋና ኦዲተር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሸይሞም።

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ናይ ተሸወምቲ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕን ናብቲ ቤት ምኽሪ ኣቕሪበን።

ብመሳፍንት እያዩ

Comments (0)
Add Comment