ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ብሓዱሽ መልክዑ ዝተጣየሸ መመሓየሺ  ውዳበ እቲ ምምሕዳር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ብሓዱሽ መልክዑ ዝተጣየሸ መመሓየሺ  ውዳበ ኣሰራርሓ ኣፈፀምቲ ኣካላት እቲ ምምሕዳር ኣፅዲቑ።

እቲ መመሓየሺ ኣሰራርሓ ውዳበ ብ126 ድጋፍ፣ ብሓደ ተቓውሞ ከምኡ እውን ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦ ኢዩ ፀዲቑ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብቲ ኣሰራርሓ ውዳበ ሰፊሕ ምይይጥ ድሕሪ ምግባሩ ከምዘፅደቖ እውን ተሓቢሩ።

እቲ መመሓየሺ ኣሰራርሓ ውዳበ ቤት ዕዮታት ብሓዱሽ መልክዕ ብምውዳብ ክሳብ ቢሮ ንኽውደቡ ዝፈቅድ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment