ቤት ምኸሪ ክልል ደቡብ ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ተወሳኺ በጀት ዓመተ 2013 ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኸሪ ክልል ደቡብ ተወሳኺ በጀት ዓመተ 2013 ዝኸውን ብር 2 ቢሊየንን 292 ሚሊንን 810 ሺሕን 681 ኣፅዲቑ።

እቲ በጀት ዝተሰለዐ ኣብቲ ክልል ኣተኣኻኽባ እቶትን ባህጊ ሃፍቲን መሰረተ ልምዓትን ብምውሳኹ መሰረት ብምግባር ኢኡ ተባሂሉ።

ብጥላሁን ይልማ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment