ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከካይድ ኢዩ።

ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመትን እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያትን ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝቐርቡሎም ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ክህቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

እቲ ባይቶ ብተወሳኺ፥ ቃለ ጉባኤ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መርሚሩ ከምዘፅድቕ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment