ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፈላማይ ህፁፅ ኣኼብኡ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፈላማይ ህፁፅ ኣኼብኡ የሳለጥ ኣሎ።

እቲ ባይቶ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ህፁፅ ኣኼባ፥ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት 28 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ መበል 23 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝደንገጎ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘተ ከምዝገብር ተገሊፁ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment