ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ድጋፍ ሞሽን የድምፅ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኘሬዘዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ 24 መሰከረም 2014 ዓ.ም ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴሬሽንን ወከልቲ ህዝቢን ዘቕረበኦ መኽፈቲ መደረ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሞሽን ድጋፍ የድምፅ ኣሎ።

ዝርዝር እቲ ሞሽን ልዝብ ተገይሩሉ ንኽፀድቕ ብዝቐረበ ሞሽን ድጋፍ ረኺቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment