ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝቐረበሉ ኣንፈት ጠመተ ሞሽን መንግስቲ 2017 ዓ.ም ኣፅዲቑ።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ መበል ራብዓይ ዓመት ስሩዕ ኣኼብኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣሳሊጡ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ምላሽ ሂቦም።
ኣብ መወዳእታ፥ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝቐረበሉ ኣንፈት ጠመተ ሞሽን መንግስቲ 2017 ዓ.ም ብኣብዝሓ ደምፂ ኣፅዲቑ።