ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ሞሽን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝቐረበሉ ኣንፈት ጠመተ ሞሽን መንግስቲ 2016 ዓ.ም ብሙሉእ ደምፂ ኣፅዲቑ።

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ መበል ሳልሳይ ዓመት ራብዓይ ዘበን ስሩዕ ኣኼብኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣሳሊጡ።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ምላሽ ሂቦም።

ኣብ መወዳእታ፥ ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝቐረበሉ ኣንፈት ጠመተ ሞሽን መንግስቲ 2016 ዓ.ም ብሙሉእ ደምፂ ኣፅዲቑ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment