ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረቡ ኣባላት ኣፈፀምቲ ስራሕ መንግስቲ ኣፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ብርኪ ኣፈፀምቲ ስራሕ መንግስቲ ንኸገልግሉ ዘቕረቡዎም ሕፁያት ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፀዲቑ፡፡

ብመሰረት እዚ፦

1.ኣይተ ደመቀ መኮንን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን

  1. ዶክተር ኣብርሃም በላይ ሚኒስትር ምክልኻል
  2. ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ሚኒስትር ገንዘብ
  3. ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን
  4. ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን
  5. ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ሚኒስትቴር ማይን ኢነርጂን
  6. ዶክተር ብርሃኑ ነጋ ሚኒስቴር ትምህርቲ
  7. ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ትራንስፖርትን ሎጀስቲክስን
  8. ኣይተ መላኩ ኣለበል ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ
  9. ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ሚኒስቴር ሰላም
  10. ዶክተር ጌዴኦን ጢሞቴዎስ ሚኒስቴር ፍትሒ
  11. ዶክተር ሊያ ታደሰ ሚኒስትር ጥዕና
  12. ኣይተ በለጠ ሞላ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን
  13. ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ሚኒስትር ቱሪዝም
  14. ኣይተ ላቀ ኣያሌው ሚኒስትር እቶት
  15. ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን
  16. ኢንጂነር ታከለ ኡማ ሚኒስትር መዓድን
  17. ዶክተር ፍፁም ኣስፋው ሚኒስትር ፕላንን ልማትን
  18. ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋየ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን
  19. ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን
  20. ኣይተ ዑመር ሑሴን ሚኒስትር ሕርሻ
  21. ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment