ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መሰል ዘይምኽሳስ ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ፀጋዬ ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ፥ መሰል ዘይምኽሳስ ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ፀጋዬ ኣልዒሉ።

ከምኡውን  9 ረቀቔቲ ኣዋጃት ከምዘፅድቕን ክልተ ረቀቕቲ ኣዋጃት ድማ ናብ ዝምልከቶም ቆወምቲ ኮሚቴታት ክመርሕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብበርናባስ ተስፋየ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment