ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ ብቀዳማይ ሚኒስትር ዝቐርቡ ሹመታት ከፅድቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ ብቀዳማይ ሚኒስትር ዝቐርቡ ሹመታት መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ።

ፌዴራላዊ ዴሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ ኢትዮጵያ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 8ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ ቀትሪ ካብ ሰዓት 7 ን 30ን ጀሚሩ ከካይድ ኢዩ፡፡

ኣብቲ ኣኼባ ቃለ ጉባኤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 7ይ ስሩዕ ኣኼብኡ መርሚሩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment