ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ህፁፅ ኣኼባ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ጉዳይ ምልዓል ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክዝቲ ኢዩ።

ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣማኻሪ ጉዳያት ቤት ምኽሪ፥ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሓዊሱ፣ ኣብ ውሳነ ሓሳብ ረቂቕ ኣዋጅ ትራንስፖርት መገዲ፣ ኣዋጅ ጡረታ ናይ ውልቀ ሰራሕተኛታት ከምኡ እውን ኣዋጅ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ሎሚ መዓልቲ ናብቲ ባይቶ ክቐርቡ ኢዮም፡፡

ምልዓል ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብምድንጋግ እቲ ኣዋጅ ኣጋጢሙ ዝነበረ ምዝሕሓል ቁጠባዊ፣ ዲፕሎማሲያዊን ማሕበራዊን ምንቅስቓስ ንምፍታሕ ግድኡ ዕዙዝ ከምዝኾነ ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶን ኣካቢ እቲ ኣካቢ ኮሚቴን ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብሪሆም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment