ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንስደተኛታትን ስደተኛታት ኣብ ዝተኣናገድሉ ከባቢታት ንዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝኸውን ደገፍ 180 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንስደተኛታትን ስደተኛታት ኣብ ዝተኣናገድሉ ከባቢታት ንዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝኸውን ደገፍ 180 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ።

እቲ ደገፍ ነቶም ስደተኛታትን ስደተኛታት ዘተኣናግዱ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝግበር ምምሕያሽ ኣገልግሎት መሰረታዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ።

ብተወሳኺ ናብረኦም ንምምሕያሽ ዘኽእሉ ዕድላት ንምስፍሕፋሕ ንዝግበር ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ተራባሕቲ ከምዝገብር ድማ ካብቲ ባንኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ካብ ደቡብ ሱዳን፣ ሶማሊያን ኤርትራን ዝመፅኡ ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment