ባንኪ ዓለም ንዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅለሉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንዕውትነት ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅለሉ ኣፍሊጡ።

ካብ ባንኪ ዓለም ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ፕሮግራም ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ምስ ዘተግብራ አብያተ ዕዮ ተዛቲዮም።

ኣብ ቀፃሊ ህንፀት መሰረተ ልምዓትን ተወሰኽቲ ፕሮጀክቲታትን ተግባራዊ ምግባር ኣብ ዘኽአል ኩነታት መዝታዮም ካብ ሚኒስቴር   ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

ኣባል እቲ ጉጅለ ልኡኽ ዶክተር ቲም ኬሊ÷ ባንኪ ዓለም ንዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅለሉ ተዛሪበን።

ሚኒስትር ዴኤታ ሁሪያ ዓሊ ብግደአን፥ ኣብ ኣፈፃፅማ እቲ ፕሮጀክት መብርሂ ሂበን።

ባንኪ ዓለም ንምዕዋት ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ አመስጊነን።

 

 

Comments (0)
Add Comment