ባንኪ ወጋገን ኣብ ትግራይ ኣብ ቀረባ እዋን ሙሉእ ኣገልግሎቱ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ወጋገን ኣብ ትግራይ ኣብ ቀረባ እዋን ሙሉእ ኣገልግሎት ባንኪ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።

እቲ ባንኪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣገልግሎቱ ንምጅማር ዘኽእል ቅድመ ምድላዉ ከምዝዛዘመ ገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ቀረባ እዋን ሙሉእ ኣገልግሎት ባንኪ ከምጅምር ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment