ባንኪ ኣዋሽ ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጠቕዐ መካነ ኢየሱስ ሴሚናሪ መካኒሳ ናይ 5 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣዋሽ ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጠቕዐ መካነ ኢየሱስ ሴሚናሪ መካኒሳ ናይ 5 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ።

14 ነሓሰ 2013 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዝወቕዐ ዝናብ ዘስዓቦ ሓደጋ ውሕጅ ኣብ መካኒሳ መካነ ኢየሱስ ሴሚናሪ ዝነብሩ ዝነበሩ ሰባት ህይወቶም ምስኣኖም ይዝከር።

ስለዝኾነ በቲ ሓደጋ ዝተገድኡ ህንፃታት ንምፅጋን ንምሕጋዝ ዝዓለመ ኢዩ እቲ ድጋፍ ተበርኪቱ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment