ባንኪ ኣንበሳ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት መሰረታዊ ኣገልግሎት ባንኪ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣንበሳ ብምኽኒያት ጎንፂ ኣገልግሎት ተቛሪፁለን ካብ መንጎ ዝነበራ ከተማታት ኣብ ሸውዓተ ከተማታት መሰረታዊ ኣገልግሎት ባንኪ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።

ዳይሬክተር ማርኬቲንግ  እቲ ባንኪ ሙሉጌታ ተክሉ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መቐለ፣ ኣኽሱም፣ ዓድዋ፣ ሽረ፣ ኣላማጣ፣ ኮረምን ዋጃን እቲ ኣገልግሎት ተጀሚሩ ኣሎ።

ኣብተን ቅርንጫፋት ገንዘብ ምልኣኽ፣ ምቕባል፣ ክፍሊት ምፍፃምን ሓወላን ኣገለግሎት ከምዝጀመረ ተዛሪቦም።

ብዮሐንስ ደርበው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment