ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳ ኣብ ትግራይ ዳግም ኣገልግሎት ንመሃብ ምድላዉ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳ ኣብ ትግራይ ዳግም ኣገልግሎት ንመሃብ ምድላዉ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ ።

ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ባንኪ ንኽጅመር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብመሰረት ዝሃቦ መተሓሳሰቢ÷ ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳ ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት ባንኪ ንመሃብ ዘኽእሎ ምድላዉ ከምዝዛዘመ ገሊፁ፡፡

ባንኪ ወጋገን ኣብ ትግራይ ሙሉእ ኣገልግሎት ንመሃብ ዘኽእሎ ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ትማሊ ምግላፁ ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment