ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ካብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝዓበየ ህንፃ ከመርቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ካብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝዓበየ ህንፃ ዝቕፅል ሰንበት ከመርቕ ኢዩ።

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምኽባር መበል 80 ዓመት ምስረትኡን ምረቓ ዋና ቤት ዕዮኡን ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ።

እቲ መግለፂ ዝሃቡ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣቤ ሳኖ፥ ካብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝዓበየ ህንፃ ዋና ቤት ዕዮና ነመርቐሉ እዋን ምስ መበል 80 ዓመት ልደት በዓል ባንክና ብምትሕሓዙ ሕጉሳት ኢና ኢሎም፡፡

እቲ ባንኪ ኣብ ዝሓለፎም ዓመታት ንምጥያሽ ካልኦት ባንክታት ኣስተዋፅኦ ከምዝነበሮ ኣብ መግለፂኦም ኣብሪሆም፡፡

ብፈቲያ ኣብደላ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment