ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ሃፍቱ 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ምብፅሑ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ ኣብ ውሽጢ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 123 ቢሊየን ብር ተቐማጢ ገንዘብ ምእካብ ምኽኣሉ ኣፍሊጡ።
ኣብ ኣተኣኻኽባ ገንዘብ፣ ምሃብ ልቓሕን ምእካብን፣ ተበፃሕነት ኣገልግሎት ባንኪ ዲጂታል ኣብ መግባር፣ ኣብ ምርካብን ቀረብን ሸርፊ ወፃኢ ከምኡውን ኣብ ካልኦት ፋይናንስን ፋይናንስ ተንከፍ ዘይኮኑ ኣፈፃፅማታትን ስራሕ ከምዝተሰርሐ ገሊፁ።
ኣብ ውሽጢ 9 ኣዋርሕ ብኣማራፂ ዲጂታል ባንኪ ጥራሕ 2 ነጥቢ 1 ትሪሊየን ብር ምንቅስቓሱ ካብቲ ባንኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።