ባንኪ ሕረት ስራሕ ኦሮሚያ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 70 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ሕረት ስራሕ ኦሮሚያ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 70 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ሓገዝ 8 ሺሕን 400 ሕሩጭ ምሸላ ባሕሪ፣ 2 ሺሕ ኩንታል ሃናፂ ምግቢ፣ 150 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ብልዒን 56 ሲሕ ጥማር ሳዕሪን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ደርቤ ኣስፋው ከምዝገለፁዎ፥ ካብ ሞንጎ እቲ ዝተገበረ ሓገዝ እቲ 50 ሚሊየን ካብ ሰራሕተኛታት እቲ ባንኪ ዝተኣከበ ከምዝኾነን 20 ሚሊየን ድማ ካብቲ ባንኪ ዝተበርከተን ኢዩ፡፡

ብደጀኑ ጎንፋ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment