ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ መጀመርያ ርብዒ ዓመት 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ልቓሕ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ መጀመርያ ርብዒ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።

ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዶክተር ዮሃንስ ኣያሌው ከምዝሓበሩዎ÷ እቲ ባንኪ ኣብ መጀመርያ ርብዒ ዓመት ካብ ዝሃቦ ልቓሕ 4 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ከምልስ ከምዝኸኣለ ተዛሪቦም፡፡

እዚ ድማ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር 65 ሚኢታዊ ዕቤት ከምዘመዝገበ ፀሪሖም፡፡

ባንኩ በሩብ ዓመቱ 4 ነጥብ 6 ቢሊየን ብድር ያፀደቀ መሆኑን ጠቅሰው፥ ከዚህም ውስጥ የአምራች ዘርፉ ከፍተኛውን የብድር ድርሻ እንደሚይዝ ተናግረዋል

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ መጀመርያ ርብዒ ዓመት 4 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ልቓሕ ዘፅደቐ እንትኸውን÷ ካብ ሞንጎ እዚ ልዑል ብፅሒት ልቓሕ ከምዝሕዝ ተዛሪቦም፡፡

እቲ ባንኪ ኣብ ኣብቲ ርብዒ ዓመት ንመሃብ ካብ ዘፅቖ መጠን 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዝኸውን ከምዝሃበ እውን ኣብሪሆም፡፡

ኣብቲ ርብዒ ዓመት 740 ሚሊየን ብር ትርፊ ከምዝረኸበ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment