ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንሜካናይዜሽን ሕርሻ ዘገልግሉ መሳርሒታት ንዓማዊሉ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንሜካናይዜሽን ሕርሻ ዘገልግሉ መሳርሒታት ንዓማዊሉ ሂቡ።

እቶም መሳርሒታት ካብ ባንኪ ልምዓት ጀርመን ዝረኸቦ ደገፍ ገንዘብ ዝተዓደጉ እንትኾኑ፥ ንዓማዊል ሊዝ ፋይናንስ ዘቕረቦም ዓፀድቲን መኸድቲን እኽሊ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ኣብ እዋን እቲ ርኽክብ፥ ምክትል ፕሬዝዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣስፋው አበራን ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ጀርመን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዲያና ሄድሪክ ተረኺቦም።

ኣይተ ኣስፋው፥ ጀርመን ንኢትዮጵያ ቀዳመይቲ መሻርኽቲ ልምዓት ኢያ ኢሎም።

እቲ ደገፍ ብምግባራ ድማ አመስጊኖም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment