ባልደራስን ኣብንን ምትሕብባር ፖለቲካ ብምፍጣር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ባልደራስ ንሓቀኛ ዴሞክራሲ(ባልደራስ)ን ብሄራዊ ምንቅስቓስ ፓርቲ ኣምሓራ(ኣብን)ን ምትሕብባር ፖለቲካ ብምፍጣር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም።

እቶም ፓርቲታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ካብ ፅንፈኛ ሓይሊታትን ኣተሓሳስባን ምድሓን ዝኽአል ዕላማ ብምሓዝ ጥምረት ከምዝፈጠሩ ሓቢሮም።

ብመሰረት እዚ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽአል ሰነድ ስምምዕነት ከምዝኸተሙ ኣፍሊጦም።

ብትዝታ ደሳለኝ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment